ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክ/ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል 3ተ መቀመጢ ናይ ብረት ወንበር ብተወሳኪ ድማ ወንበር ናይ ሓላፍነት ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/08/2011ዓ/ም ክሳብ 10/08/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/08/2011ዓም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s