ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክ/ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል 3ተ መቀመጢ ናይ ብረት ወንበር ብተወሳኪ ድማ ወንበር ናይ ሓላፍነት ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/08/2011ዓ/ም ክሳብ 10/08/2011 ሰዓት 3፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/08/2011ዓም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ጨረታ መደብ

s