ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 7, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2011ዓ/ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757/408501 ምድዋል ይከኣል፤