https://tenders.milkta.com/ti/display/6213

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 06/06/2011ዓ/ ክሳብ 08/06/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/06/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757/408501 ምድዋል ይከኣል፤