ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2011 5:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00 እዩ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460058/1121 ምድዋል ይከኣል::