https://tenders.milkta.com/ti/display/5925

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስቴሽነሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2011 5:01 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00 እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460058/1121 ምድዋል ይከኣል::