ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቴሞምስ፣ ጉ/መ/ሰ፣ ኮ/መ/ት፣ መ/ምልማዕ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s