https://tenders.milkta.com/ti/display/5800

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቴሞምስ፣ ጉ/መ/ሰ፣ ኮ/መ/ት፣ መ/ምልማዕ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ጀሚሩ 06/05/2011 ክሳብ ዕለት 8/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ድ/ሰዓት

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል።