ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት አቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ