https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5769

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት አቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 7, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/05/2011ዓ/ም ክሳብ 06/05/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ 06/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል።