ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኪራይ መኪና ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ክራይ ክጥቀም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ይኽፈት።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል።