https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/5682

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብረት ምምሕዳር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኪራይ መኪና ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ክራይ ክጥቀም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 25, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2011 ክሳብ 26/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ድ/ሰዓት ክተቅርቡ ትኽእሉ።

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል።