ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ (ከስርሕ) ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 9:29 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ምምሕዳረን ክተቅርቡ ንዕድም።

ጨረታ መደብ

s