ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈርኒቸር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ (ከስርሕ) ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2011 9:29 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ክሳብ 15/04/2011ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4ይ ደብሪ ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸላዎትን ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ምምሕዳረን ክተቅርቡ ንዕድም።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s