ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትን ጥዕናን ግልጋሎት ዝዉዕል ኤልክትሮኒክስ : ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን ናይ ምቅረባነት ወረቀት ምስክር ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእል

2 እቲ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ጥራሕ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ዲክለር ዝገበሩ

3 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ክከፍሉ ዝክእሉ

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዓይነት ጨረታ 30 ቅርሺ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 19/11/2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 6 ምዉሰድ ትክእሉ ምካንኩም እናዳሐበርና

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/12/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ዕለት 4/12/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914702652 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s
Milkta Chereta BotTender AI Assistant
👋 Selam! / ሰላም!
I can help you search active tenders in English, Amharic, or Tigrinya.

Example: "Road tenders in Mekelle" or "የጽህፈት መሳሪያ ጨረታ"
1