ማሕበር ልምዓት ትግራይ ክፍለ ከተማ ኩሓ ንቤት ፅሕፈት ትምህርትን ጥዕናን ግልጋሎት ዝዉዕል ኤልክትሮኒክስ : ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 20, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን ናይ ምቅረባነት ወረቀት ምስክር ከምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእል
2 እቲ ጨረታ ክወዳደሩ ዝክእሉ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ጥራሕ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሰነ 2010 ዓም ዲክለር ዝገበሩ
3 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ጨረታ 5000 ቅርሺ ክከፍሉ ዝክእሉ
4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ንነብስወከፍ ዓይነት ጨረታ 30 ቅርሺ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 19/11/2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቁፅሪ 6 ምዉሰድ ትክእሉ ምካንኩም እናዳሐበርና
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 3/12/2010 ዓም ሰዓት 11:30 ኮይኑ ዕለት 4/12/2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914702652