ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕል ቆርቆሮብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕል ቆርቆሮብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::
- ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ናይ ጎማ ተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩም ናይዚወርሒ ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
- መክበሪጨረታብር5000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
- ጨረታዝጋወሐሉዕለት10/07/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት21/07/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትገራይይኽፈት
- ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50እንኸፈልኩምኣብ ስራሕሰዓት ክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት10/07/2007 ክሳብዕለት 10/07/2007ሽም"ኣድራሻፌርማ"ማህተምን ብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
- አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
- መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ተናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
- ካብቲዝፍፀምግዝኢት 20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
- አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲ ምኮኑክፈልጥአለዎ::
- ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
- መኽበሪጨረታፀኒዑዝፀንሐሉግዜ2ተናይስራሕመዓልቲይኸዉን::
- ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን::
- መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::