ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕል ቆርቆሮብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2007 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2007
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግለጋሎትዝዉዕል ቆርቆሮብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክገዝእይደሊ ::ስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  2. ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  3. ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
  4. ናይ ጎማ ተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩም ናይዚወርሒ ድክለሬሽን ዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
  5. መክበሪጨረታብር5000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
  6. ጨረታዝጋወሐሉዕለት10/07/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት21/07/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትገራይይኽፈት
  7. ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50እንኸፈልኩምኣብ ስራሕሰዓት ክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት10/07/2007 ክሳብዕለት 10/07/2007ሽም"ኣድራሻፌርማ"ማህተምን ብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
  8. አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
  9. መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ተናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
  10. ካብቲዝፍፀምግዝኢት  20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
  11. አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲ ምኮኑክፈልጥአለዎ::
  12. ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
  13. መኽበሪጨረታፀኒዑዝፀንሐሉግዜ2ተናይስራሕመዓልቲይኸዉን::
  14. ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን::
  15. መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

 

 

 

 

 

ጨረታ መደብ

s