ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 5, 2019
posted:26 መዓልቲ ገይሩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
• ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ኣብ ውሽጢ ቐፅሩ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
• ክትገዝኡ እትደልዩ ተወዳደርቲ ተመዝጊብኩም ክትጫረቱ ትኽእሉ።
• ናይ ምዝገባን ጨረታን ግዜ ካብ ዕለት 05/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልታት ይኸውን።

ምልክታ መሸጣ ሳዕሪ

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ
ዝርከብ  ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትገዝኡ እትደልዩ ካብ ሎሚ ዕለት 05/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልታት ተመዝጊብኹም ክትጫረቱ ትኽእሉ ምዃንኹም ንሕብር ፡፡

.
ምስ ሰላምታ


ጨረታ መደብ

s