https://tenders.milkta.com/ti/display/20728

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ ዝርከብ ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2019 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2019 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2019 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ምልክታ መሸጣ ሳዕሪ

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ
ዝርከብ  ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትገዝኡ እትደልዩ ካብ ሎሚ ዕለት 05/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልታት ተመዝጊብኹም ክትጫረቱ ትኽእሉ ምዃንኹም ንሕብር ፡፡

.
ምስ ሰላምታ