መ/ሆ/ 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai• ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብር 100.00 ክፍሊት ብምፍፃም (ንደኣንት ብነፃ) ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ መኸበሪ ጨረታ (CPO) ብር 5,000.00 ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቐርብ ኣለዎ።
• ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 07 መዓልታት ዝሽየጥ ኮይኑ፣ ጨረታ ብዕለት 04/13/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
• ተጫረቲ ኣብ ዘቕርብዎ ሰነድን መዕሸጊ ፖስታን ሽም፣ ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ዝግበኦም ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0946793588 ወይ 0930325239 ምድዋል ይከኣል።
ምልክታ ጨረታ
መ/ሆ/ 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TIN ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
1 ኣብ ቤት ፅ/ት ደኣንት ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ
2 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ርዕ ክትሕዝ ዝኽእል
3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ጠለብ ብዉእል መሰረት ናብ መ//11/ ለካቲት የረክብ
4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሽጌ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
5 ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ
6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00ሓደ ሚእቲ ብር እዩ
7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2018 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 07 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ53 እንዳግዛእኹም ምውሳድ ይከኣል
8 ተጫረቲ ደቀቕትን ናኣሽተይን እንተኾይኖም ደ.ኣ.ን.ት ንምዃኖም መረጋገፂ እንተቕሪቦም ሰነድ ጨረታ ክግዝኡ ኣይግደዱን
10 እዚ ጨረታ ዕለት 04/13/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት
11 ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል
12 መ/ሆ/11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ 13.ግልጋሎት ዝሃብ ኣብ ዝደለናዮ እዋን ከቅርብ ዝደሊይ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ዝርዝር ጨረታሊፍት ስራሕቲ
| ተ/ቁ | ዝርዝር ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1. | ማይ ብቦጥ ምቕራብን | ሜትር ኩፕ | ሜትር ኩፕ | 12 |
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0946793588 0930325239
ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም