ምልክታ ጨረታ
መ/ሆ/ 11 ለካቲት ንበጀት ዓመት 2019 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም
ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TIN ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ
1 ኣብ ቤት ፅ/ት ደኣንት ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ
2 መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ርዕ ክትሕዝ ዝኽእል
3 ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ጠለብ ብዉእል መሰረት ናብ መ//11/ ለካቲት የረክብ
4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሽጌ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ
5 ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ
6 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00ሓደ ሚእቲ ብር እዩ
7 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 25/12/2018 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 07 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ53 እንዳግዛእኹም ምውሳድ ይከኣል
8 ተጫረቲ ደቀቕትን ናኣሽተይን እንተኾይኖም ደ.ኣ.ን.ት ንምዃኖም መረጋገፂ እንተቕሪቦም ሰነድ ጨረታ ክግዝኡ ኣይግደዱን
10 እዚ ጨረታ ዕለት 04/13/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት
11 ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል
12 መ/ሆ/11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕልው እዩ 13.ግልጋሎት ዝሃብ ኣብ ዝደለናዮ እዋን ከቅርብ ዝደሊይ
መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ዝርዝር ጨረታሊፍት ስራሕቲ
| ተ/ቁ | ዝርዝር ዓይነት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1. | ማይ ብቦጥ ምቕራብን | ሜትር ኩፕ | ሜትር ኩፕ | 12 |
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0946793588 0930325239
ናይ ትካሎም ክቢ ማህተም
ድሕሪት