ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤።
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ናይ ክዳን ፈሳሲ ሳሙና | suppow/በዓል 5' ሊትሮ ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 100 | ||
| 2 | ናይ ኢድ ፈሳሲ ሳሙና | በዓል 1/2 ሊትሮ ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 200 | ||
| 3 | ኤር ፍሬሽር | Elegart,300 ml ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 100 | ||
| 4 | ዓብይ ሶፍት | ሶፊ/ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 200 | ||
| 5 | ናይ ሽንት ቤት መሀፀቢ | ማጂክ ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 100 | ||
| 6 | ሳፕሬይ ናይ ምትዋት መወልወሊ | በዓል ሊትሮ ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 50 | ||
| 7 | ዲቶል | በዓል 1/2 ሊትሮ/super clean/ብሳምፕል መሰረት | ብቁፅሪ | 100 |
➢ እንክተሎም መምርሒ:
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/7/2018 ዓ/ም - ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል።
ድሕሪት