https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19645

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 (23 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2018 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2018 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤።

1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ክዳን ፈሳሲ ሳሙናsuppow/በዓል 5' ሊትሮ ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ100
2ናይ ኢድ ፈሳሲ ሳሙናበዓል 1/2 ሊትሮ ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ200
3ኤር ፍሬሽርElegart,300 ml ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ100
4ዓብይ ሶፍትሶፊ/ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ200
5ናይ ሽንት ቤት መሀፀቢማጂክ ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ100
6ሳፕሬይ ናይ ምትዋት መወልወሊበዓል ሊትሮ ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ50
7ዲቶልበዓል 1/2 ሊትሮ/super clean/ብሳምፕል መሰረትብቁፅሪ100

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/7/2018 ዓ/ም - ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/07/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ Block B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል።