2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተኽሊ ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 19, 2018
posted: ቅድሚ 7 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed

ግልፂ ጨረታ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተኽሊ ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቋሓታት

❖ ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድን ቫትን ሰርተፍኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል።

❖ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።

❖ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናኸፈልኹም ካብ ዕለት 23/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 13/08/2018 ዓ/ም ኣብናይ ስራሕ ማዓልቲ ካብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተኸሊ ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል።

❖ ጨረታ መኸበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር/ዓሰርተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል።

❖ እዚ ጨረታ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ ቅድሚ ሰዓት 4:00 ኣብ 2‟ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተ/ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ይኽፈት ።

❖ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልኡ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ

✓ 0914266404 0914115335 ምሕታት ይምልከት

ጨረታ መደብ

s