
ግልፂ ጨረታ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተኽሊ ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም ረቋሓታት
❖ ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድን ቫትን ሰርተፍኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል።
❖ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል።
❖ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናኸፈልኹም ካብ ዕለት 23/07/2018 ዓ/ም ክሳብ 13/08/2018 ዓ/ም ኣብናይ ስራሕ ማዓልቲ ካብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተኸሊ ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ምውሳድ ዝኽእል።
❖ ጨረታ መኸበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር/ዓሰርተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል።
❖ እዚ ጨረታ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ ቅድሚ ሰዓት 4:00 ኣብ 2‟ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተ/ስዋኣት ከተማ ፍረወይኒ ይኽፈት ።
❖ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልኡ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንተወሳኺ ሓበሬታ
✓ 0914266404 0914115335 ምሕታት ይምልከት