ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ሞዴል HZB50 ዝኾነት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንኮስተር መኪና ሞዴል HZB50 ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ፍቓድ፣ ቲን (TIN) ቑፅሪ ከምኡ እውን ሕጋዊ ደረሰይ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብዕሽግ ፖስታ (ማህተም፣ ፊርማ፣ ሽምን ስልኪ ቑፅሪን ብምሓዝ) ኣብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ምቕራብ ይከኣል።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተወዳዳሪ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብቲ ኮሌጅ ንብረት ክፍሊ ከቕርብ ኣለዎ።
* ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልካ ምሕታት ይቻኣል።

ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ሞዴል HZB50 ዝኾነት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝኽእሉ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

2. ናይ 2018 ዓ/ም መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ /ቲን ናምበር /ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል ።

4. ተወዳደርቲ ነጋዶ ዘቕርብዎ ደረሰይ ሕጋዊ ክኸዉን ኣለዎ ።

5. ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ

ዝኽእሉ ።

6. ተወዳደርቲ ንዘሸንፍዎ ንብረትኣብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ናብ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ከቕርቡ ዝኽእሉ ።

7. ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፊል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ።

8. ሐዚ እንርከበሉ ቦታ ኮሌጅ ፖሊስ ትግራይ ክፍሊ ፋይናንስን ዕደጋን ቢሮ ዝኽፈት ይኸዉን።

9. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0914018514 ደዊልኹም ምሕታት ትኽእሉ ምዃንኩም ክንገልፀልኩም ንፈቱ ።

ጨረታ መደብ