ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።

ስለዝኾነ ፡

• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።

• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።

• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ

አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።

• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል

ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።

• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 18/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00

ዝፀንሕ ይኸውን።

• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 28/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ

ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።

ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028

መተሐሳሰቢ

• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

• ዝሰዓረ ድርጅት ቅድም ክብል ኣብዝተፈላለየ ጊዜ ዘሕተሞ መፅሔት ሳምፕል ከቅርብ ይግባእ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s