ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 15, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ምረቃ መጽሔት ብጨረታ አወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ስለዝኾነ ፡
• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ
አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል
ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
• እቲ ጨረታ ካብ ግንቦት 18/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/2016 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00
ዝፀንሕ ይኸውን።
• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ግንቦት 28/2016 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ
ወይም ወከልቶም አብዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ 0914 709115/0914729028
መተሐሳሰቢ
• ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።
• ዝሰዓረ ድርጅት ቅድም ክብል ኣብዝተፈላለየ ጊዜ ዘሕተሞ መፅሔት ሳምፕል ከቅርብ ይግባእ።