ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማኑዋል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 6, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም
ተቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
MSG manual | · A4 size · 134 pages · Black & White · Both side print · Binding with transparent & hard cover | pcs | 40 |
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 6/6/2016 ዓም ዕለት 8/6/2016 ዓም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት
5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ
6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ
8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715