ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ማኑዋል ሕትመት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/

 ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

MSG manual

· A4 size

· 134 pages

· Black & White

· Both side print

· Binding with transparent & hard cover

pcs

40

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ  ዕለት 6/6/2016 ዓም ዕለት 8/6/2016 ዓም ተመሳሳሊ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ

8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s