ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መለለይ መንነት መታወቅያ ዝኮነ ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉምን

2 Tin ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝክእል

3 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/2/2013 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30

4 ፖስታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/2/2013 ድሕሪ ሰዓት 9:30

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342407344

ጨረታ መደብ