https://tenders.milkta.com/ti/display/13088

ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መለለይ መንነት መታወቅያ ዝኮነ ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2013 9:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉምን

2 Tin ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝክእል

3 ፖስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/2/2013 ዓም ድሕሪ ሰዓት 8:30

4 ፖስታ ዝክፈተሉ ዕለት 26/2/2013 ድሕሪ ሰዓት 9:30

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342407344