ናይ ማ/ወ/ኮ/ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምቕራብ ዝኽእል
3ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት
4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 73 30 00/0963497600