https://tenders.milkta.com/ti/display/12973

ናይ ማ/ወ/ኮ/ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 16, 2013 4:32 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

1 ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምቕራብ ዝኽእል

3ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 16/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

4 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 73 30 00/0963497600