ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 6:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 8, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ኪዳነ ኣረፋይነ ዝፈለጥ መኪና ብሰብ ሙያ ብዝገመትዎ መሰረት ብመበገሲ ዋጋ ብር 199160.4/ ሓደ ሚኢትን ቴስዓን ትሽዓንተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሰሳን 60/100 ተጫሪቱ ንክሽየጥ እቲ ዝተገለፀ ዝጫረት እንተሃልዩ ንዕለት20/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ትክእሉ ምኻንኩም ሓድነት መጋባእያ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ጨረታ ዝካየደሉ ግዜ ካብ 4፡00 ሰዓት  እስካብ 6፡00 ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም እዩ

ጨረታ መደብ

s