https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12532

ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2013 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 20, 2013 06:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ሓራጅ/

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ኪዳነ ኣረፋይነ ዝፈለጥ መኪና ብሰብ ሙያ ብዝገመትዎ መሰረት ብመበገሲ ዋጋ ብር 199160.4/ ሓደ ሚኢትን ቴስዓን ትሽዓንተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሰሳን 60/100 ተጫሪቱ ንክሽየጥ እቲ ዝተገለፀ ዝጫረት እንተሃልዩ ንዕለት20/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ትክእሉ ምኻንኩም ሓድነት መጋባእያ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ጨረታ ዝካየደሉ ግዜ ካብ 4፡00 ሰዓት  እስካብ 6፡00 ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም እዩ