ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ፒክ ኣፕ መኪና ናይ ወንበር ሽፋን ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል
4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 22/11/2012ዓ/ም ናይ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ 10፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት
5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23