https://tenders.milkta.com/ti/display/12140

ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ፒክ ኣፕ መኪና ናይ ወንበር ሽፋን ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ፕሮፎማ ዕለት 22/11/2012ዓ/ም ናይ  ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ 10፡30 ኣብ ማእኸል ኢቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

5 ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 03 48 99 04 23