ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት4፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s