ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክትወደደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት4፡30 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15