ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ሰረተፊኬት

2 ንግብሪ ኸፈልቲ ዝወሃብ መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ዝተመዝገብኩም

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም 14/09/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ብዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድ/ቀትሪ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 28

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s