ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቕረባይነት ሰረተፊኬት
2 ንግብሪ ኸፈልቲ ዝወሃብ መለለይ ቁፅሪ ወይ ቲን ዝተመዝገብኩም
3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/09/2012ዓ/ም 14/09/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ብዕለት 14/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ 8፡30 ድ/ቀትሪ ኣብ ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 77 00 28