ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንዝተፈላለየ ቤ/ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ጨረታ መደብ