https://tenders.milkta.com/ti/display/11292

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክ/ከተማ ሰሜን ዕደጋ ንዝተፈላለየ ቤ/ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ኣብ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 22/08/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/08/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00