ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታካዊን ቤተክርስትያን ዉቕሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተዘርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቕረባይ ምስከር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል
3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይኸዉን
4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 03፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸዉን
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 01 77