https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11096

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንጥንታዊን ታካዊን ቤተክርስትያን ዉቕሮ ጨርቆስ ንምፅጋን ሙሉእ ካብ ዋንዛ ዝተዘርሐ ማዕፆ ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ፣ ናይ መቕረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ፣ ናይ መቕረባይ ምስከር ወረቀት መረጋገፂ ዘቕርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 23/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይካኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/07/2012 ሰዓት 03፡30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸዉን

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 01 77