ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ
2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30
3 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቕረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ አተሓሒዙ ከቕርብ አለዎ
4 ማህተም ዝዓሮፎን ዝተዓሸገን ፖስታ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 50 30