https://tenders.milkta.com/ti/display/10571

ኤጄንሲ ፕሮሞሽን ምህርቲ ዕደጋ ሕርሻ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ መቕረብቲ ተወዳደርቲ እናዓደምና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30

3 ተወዳደርቲ  ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቕረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ አተሓሒዙ ከቕርብ አለዎ

4 ማህተም ዝዓሮፎን ዝተዓሸገን ፖስታ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 50 30