ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 12-17/2012 ሰዓት 03፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 17/06/2012ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ጨረታ መደብ

s